Beginners

ፎቶሾብ ንጀመርቲ ቀዳማይ ክፋል PHOTOSHOP BEGINNERS PART 1

ኩሉ ሰብ ጥራይ ነብሱ እዩ ተፈጡሩ ዘይምፍላጥና ከሕፍረና ዘይኮነስ ክንፈልጥ ክለዓዕለና’ዩ ዘለዎ!

ካብ መሰረት ጀሚርና ሓቢርና ከም ንመሃር ቃል ይኣቱ።

ኣብዚኣ channel ንሓፈሻዊ ኣጠቃቅማ Computer ( ኮምፕዩተር ) ፡ Mobile ( ሞባይል ) ፡ Editing ( ኣርትዖት ወይ ምቅንባር ) ፡ Health advice ( ምኽርታት ጥዕና ) ምኽርታት ሓዳርን ካልእ ናይ ህይወት ኣገደስቲ ዝኾኑ ዛዕባታት ፡-

ጠቃሚ ኮይና እንተ ረኺብናያ ንዘለና ሓሳብ ኣብ Comments ንዝቅጽል ቪድዮ ንምርኣይ ድማ Subscribe ብምግባር ናይ ደወል ምልክት ድማ መዘኻኸሪ መልእኽቲ ንክመጸና ክንመርጽ ይላቦ።

WIN RAR ንምርካብ ኣብዚ ጠውቅ
http://www.mediafire.com/file/lapei1e…

photoshop ንምርካብ ኣብዚ ጠውቅ
http://www.mediafire.com/folder/uz0tx…

ወይ ድማ
https://drive.google.com/file/d/1okBGf29wW222Z9J_WJa88nKp03g1a3vq/view?usp=sharing

ኣብ መራኸቢ ብዙሃን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻታት ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም።
FACEBOOK:- https://www.facebook.com/meron.hailemerry

YOUTUBE:- https://www.youtube.com/channel/UCezaMUVBk6h9mBy_4njNUAQ/videos?view_as=subscriber

INSTAGRAM:- https://www.instagram.com/invites/contact/?i=1uyt4yw522b61&utm_content=rzgxml

EMAIL:- meronblessed1@gmail.com

Products You May Like

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *